መንግስቲ ኖርወይ ንምጥንካር ኣየር ሃይሊ 12.5 ቢልዮን ክሮነር መዲቡ
መንግስቲ ኖርወይ ንምጥንካር ኣየር ሃይሊ 12.5 ቢልዮን ክሮነር፣ ወይድማ 125 ቢልዮን ቅርሽ ከውጽዕ ምኻኑ እዚ ድማ ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት እቲ ዝዓበየ ወፍሪ ከምዝኾነ ሓቢሩ። እዚ ድማ ኖርወይ ባዕላ ንምኽልኻል…
መንግስቲ ኖርወይ ንምጥንካር ኣየር ሃይሊ 12.5 ቢልዮን ክሮነር፣ ወይድማ 125 ቢልዮን ቅርሽ ከውጽዕ ምኻኑ እዚ ድማ ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት እቲ ዝዓበየ ወፍሪ ከምዝኾነ ሓቢሩ። እዚ ድማ ኖርወይ ባዕላ ንምኽልኻል…
ኣብ ዝቅፅሉ መዓልትታት ዝሕልው ናይ ኣየር ፅርየት ዝተሓተ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ልዕል ዝበለ ናይ ብከላ ኣየር፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ትሮንድሃይም ከምዝፅበ ናይ ኖርወይ ከባብያዊ ሚንስቴር ኣጠንቂቁ። እቲ ብከላ ድማ ናይ ኣስሚ፣…
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጋዛ ዝህቦ ናይ ረድኤት ሓገዝ ብ 48 ሰዓታት ውሽጢ ብምኽንያት ሕፅረት ነዳዲ ጠጠው ከምዘብል ገሊጹ። ነዳዲ ንህጹጽ ሓገዝ ናብቲ ዘድልየሉ ቦታ ንምጉዕዓዝ፡ ከምኡ’ውን ጀነሬተራት ንምስራሕ የድሊ።…
ኖርወይ ብቀይሕ መስቀል ኖርወይ፣ ብባይቶ ስደተኛታት ኖርወይ፣ ብሰባዊ ሓገዝ ቤተክርስትያናት፣ ብህዝባዊ ሓገዝ ኖርወይ፣ ብካሪታስ ኖርወይ፣ ብትካል ህፃውንቲ ኣድሕን ኖርካፕን ኣቢላ ንዩክሬን ሓደ ቢልዮን ክሮነር ሂባላ ። ሩስያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…
ተዓጺዑ ዝነበረ ኣብ ጋዛን ግብጺን ድንበር ዝርከብ ራፋሕ ዝተበሃል ቦታ ካብ እሁድ 12 ሕዳር 2023 ንወፃኣተኛ ዜጋታት ክፉት ከምዝኸውን ተሓቢሩ። በዚ ድማ ናይ ወጻኢ ፓስፖርት ዘለዎም ዜጋታት ካብ ጋዛ ናብ…
Statistikken over viser en økning antall straffesaker i Bergen, Askøy og Øygarden i aldersgruppene 13–17 år i 2023 sammenlignet med gjennomsnittet fra 2018 til 2023. Foto: Politiet ዝሓለፈ ሰሙን ሳርቱር…
ማንደል ድንሽ ብጣዕሚ ተፈታዊ ዝኾነ ኣብ ልደት በዓል ድማ ዝምረፅ እዩ። ኣብዚ ዓመት ዘለዎ ናይ ኣቅርቦት መጠን ካብቲ ንቡር ብጣዕሚ ዝትሓተ ምኻኑ Bama ዝበሃል ናይ ኣትክልትን ፍራፍሬን ኣቅራቢ ኩባንያ ሓቢሩ።…
ኣብ ኖርወይ መድሃኒት ምቁቋም ዓቕሚ ዘለዎም ባክተርያታት ቁፅሪ ትሕት ዝበለ እንተኾነ እንኩኣ ናይ መዓንጣን ከምውን ከባብያዊ ባክተርያታት ግን ስክፍታ እናፈጠረን ምኻኖም ናይ ኖርወይ ህብረተሰናዊ ጥዕና ኢንስቲትዩት (FHI) ዕላዊ ገሩ። FHI…
TV2 ዝገበሮ ሓሰሳ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፡ 20.6 ሚእታዊት ደገፍቲ ዝነበሮ ናይ ሰራሕተኛታት ፓርቲ (AP) ብ4 ሚእታዊት ወሪዱ፡ ናብ 16.8 ሚእታዊት በጺሑ ኣሎ። እዚ ድማ TV2 ሓሰሳ ምግባር ካብስጀመረሉ ጊዜ ጀሚሩ…
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ጋዛ ናይ «ህጻውንቲ መቃብር » እናኾነት እያ ኢሉ ። ኣብ ኲናት እስራኤልን ሓማስን፡ ደህንነት ሰላማውያን ሰባት ምውሓስ እቲ ዝዓበየ ጉዳይ ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይልታት…
ሰኑይ 06፣ሕዳር፣ 2023፣ ናይ ኤሌክትሪክ ዋጋ ኣብኖርዋይ ከምዝወስሕ ተገሊጹ ። ኣብ ሰሜን ኖርወይ፡ መዓልታዊ ዋጋ ንሓደ ኪሎዋት ሰዓት ብ 75 øre ከምዝዓቢ፡ እዚ ድማ ድሕሪ 11 መጋቢት ብዚ ዓመት ናይመጀመሪያ…
ሲኤንኤን ከምዝሓበሮ፡ ሓማዝ ወጻእተኛታትን ካብ ጋዛ ናብ እስራኤል ክኸዱ ከምዝኸልከለ እዚ ድማ ክሳብ እስረዓል ኣምቡላንሳት ብዘይ ዕንቅፋት ናብ ራፋሕ ክመላለስ ትፈቅድ ዝጸንሕ ምሓኑ ገሊጹሎ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፡ ብመሰረት…
ካብ መወዳእታ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ ማዕከናት ዜና ዝፅብፀብ ዝነበረ ናይ ስንድረ ፊነስ ናይ ኣክሲኦን ንግድ ምርመራ ከዘየካይድ ናይ ኖርዋይ ፀረ ሙስና ትካል Øko-krim ኣፍሊጡ። እቱ ምክንያት ድማ ዘይሕጋዊ ዝሖነ…
ሰራዊት እስራኤል «ከበባ ከተማ ጋዛ ወዲኡሎ » ክብል ወሃቢ ቃል ምክልኻል ሓይሊ እስራኤል ገሊጹ።ናይ እስራኤል ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ሓይልታት እስራኤል ንከተማ ጋዛ ንምሓዝ አናገስገሰ ምኻኑ ቅድሚ ዝተወሰኑ መዓልትታት ገሊጹ…
ዝሓለፉ መዓልታት ብበረድ ምክንያት ብፍላይ ድማ ናይ መካይኖም ጎማታት ዘይቀየሩ ሰባት ብዙሕ ናይ ትራፊክ ሓደጋታትን ጸገማትን ኣጋጢሞም ነይሩ። ተመሳሳሊ ሁነታ ኣብ ዝመፅ ቀዳምን ሰንበትን ከጋጥም ከምዝኽእል ድማ ፖሊስ ኣጠንቅቁ። ብሓጺሩ:…