lør. nov 22nd, 2025

ክሳብ መስከረም 3 2025፣ ልዕሊ 1,5 ሚልየን መራፃይ ኣቐዲሙ ድምጺ ከምዝሃበ ሓበሬታ www.valg.no የርእይ ኣሎ። እዚ ድማ ብሚኢታዊ ክቕመጥ እንተሎ ብኣማካኝ 36፣4 % ይኸውን። ኦስሎ፣ ሆርደላንድ ሶር ትሮደላግ ብ 43 %፣ ብ 42 % ብ 41 ሚኢታዊ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዘልዉ ቦታ ሒዘን ተቀሚጠን ኣለዋ።