Çar. May 29th, 2024

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጋዛ ዝህቦ ናይ ረድኤት ሓገዝ ብ 48 ሰዓታት ውሽጢ ብምኽንያት ሕፅረት ነዳዲ ጠጠው ከምዘብል ገሊጹ።

ነዳዲ ንህጹጽ ሓገዝ ናብቲ ዘድልየሉ ቦታ ንምጉዕዓዝ፡ ከምኡ’ውን ጀነሬተራት ንምስራሕ የድሊ።

ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ኹነታት ኣዝዩ ዘስክፍ ከምዝኾነ ዝገለጸ እቱ ትካል ብሰንኪ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ነፈርቲን ወታደራዊ መጥቃዕቲን ልዕሊ 11180 ህይወት ከምዝሰኣኑ ካብኣቶም ድማ ልዕሊ 4600 ህጻውንቲ ከምዝኾና ገሊጹሎ ።
ምንጪ:- https://www.aftenposten.no/verden/i/3E055v/siste-nytt-om-krigen-mellom-israel-og-hamas?pinnedEntry=90056