lør. nov 22nd, 2025

Tigrigna

ኣብ 2025 ዝተገበረ መረፃ ባይቶ ተወከልቲ ኖርዌይ ድምፅ ዝሃባ ድሕረ ባይታ ስደተኛታት ዘሎዎም ዜጋታት ቁጽሪ ከምዝወሰሐ ተሓቢሩ

ስታቲስቲክስ ቢሮ ኖርወይ ዘውጽዎ ፀብፃብ ከምዘመልክቶ መስከረም 2025 ኣብ ዝተገበረ መረፃ ባይቶ፡ ተወከልቲ ኖርዌይ ዝተሳተፋ ናይ ስደተኛ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ቁጽሪ ወሲሕሎ። ብኣሓዝ ክቅመጥ እንተሎ – ጠቕላላ ተሳትፎ ህዝቢ…

ፀጋም ዘመም ፖሊቲካዊ ስነሓሳብ ዘራምዱ ውድባት ናይ ኖርወይ ምርጫ ተዓዋታይ ብምኻን ንኣርባዕተ ሓደሽቲ ዓመታት ከመሓድሩ ምኻኑ ተፈሊጡ።

መስከረም 8, 2025 ዝተዛዘመ ምርጫ ባይቶ ተወከልቲ ኖርወይ ሐዚ ኣብ መሪሕነት ዝርከባ ፀጋም ዘመም ፖለቲካዊ ስነሓሳብ ዘራምዱ ውድባት 88 ናይ ፓርላማ ቦታ ብምርካብ ዓብላላይነት ሒዞም ንዝቕጽሉ ኣርባዕተ ዓመታት ንኖርወይ ከመሓድሩ…

ሓበሬታ ሃገራዊ መረፃ ኖርወይ- 2025

መዓስን ኣበይን ክትመርፅ ትኽእል?ካብ 1 ሓምለ 2025 ጀሚርኩም ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም። መታወቅያኹም ሒዝኩም ምምፃእ ኣይትረስዑ።ኣቐዲምካ ድምፂ ምሃብካብ 1 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣቐዲምካ ድምጺ ምሃብ ኣብ ዘይትኽእለሉ ከባቢ…

Kommunen fraråder bading i Oslo

ምምሕዳር ኦስሎ ንነበርቲ ምሕምባስ ከይግበራ ኣጠንቂቁ Oslo kommune advarer mot å bade i Oslofjorden etter mandagens voldsomme regnvær. Etter styrtregnet kan store mengder tarmbakterier ha kommet til badeplassene. ምምሕዳር ኦስሎ…

Bakterier som er resistente mot antibiotika, øker markant i Norge – መድሃኒት ዝጻወሩ ባክተርያታት ንጥእና ኖርወይ ስግኣት ይኾናለዉ።

መድሃኒት ዝጻወሩ ሓደሽቲ ባክተርያታት እናወሰሑ ክምካኖም ናይ ሕብረተሰብ ጥእና ኢንስቲቱተ ኖርወይ ገሊጹ። እዚ ድማ ናይ ብዝሓት ሰባት ሕማም ክናዋሕን ናይ ሞት ሓደጋ እውን ክውስሕ ምክንያት ይኾናለዉ። ኣብ ብዙሕ ቦታታት ዓለም፡…