Cum. Oca 24th, 2025

ተዓጺዑ ዝነበረ ኣብ ጋዛን ግብጺን ድንበር ዝርከብ ራፋሕ ዝተበሃል ቦታ ካብ እሁድ 12 ሕዳር 2023 ንወፃኣተኛ ዜጋታት ክፉት ከምዝኸውን ተሓቢሩ።

በዚ ድማ ናይ ወጻኢ ፓስፖርት ዘለዎም ዜጋታት ካብ ጋዛ ናብ ግብጺ ክሃድሙ ዕድል ክረኽቡ እዮም።

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኖርወይ 250 ኖርወጃውያን ኣብ ጋዛ ከምዘለዉን፡ ፍርቂኦም ድማ ህጻውንቲ ምዃኖምን ሓብሩሎ። ክሳብ ሕጂ ካብ ጋዛ ናብ ግብጺ ዝተሳገረ ናይ ኖርወይ ዜጋ የለይ።

ምንጪ:- https://www.vg.no/nyheter/utenriks/i/APyvnA/foelg-utviklingen-live-angrepene-i-israel-og-gaza?pinnedEntry=36853