lør. nov 22nd, 2025

መስከረም 2025 ኣብ ዝተገበረ ምርጫ ኖርወይ ዝተሳተፈ መራፃይ ቁፅሪ 3,25 ምልዮን ከምዝሖነ ተሓቢሩ። እዚ ድማ ናይ ምምራፅ መሰል ካብዘሎዎም ሰባት (4,06 ምልዮን) 80 % ይኸውን። እቱ ተሳትፎ ቅድም 4 ዓመት ኣብዝተገበረ ምርጫ ክወዳደር እንተሎ ብ 3 % ወሰሕ ኣልዎ።https://valgresultater.no/valg/2025/st