
መስከረም 8, 2025 ዝተዛዘመ ምርጫ ባይቶ ተወከልቲ ኖርወይ ሐዚ ኣብ መሪሕነት ዝርከባ ፀጋም ዘመም ፖለቲካዊ ስነሓሳብ ዘራምዱ ውድባት 88 ናይ ፓርላማ ቦታ ብምርካብ ዓብላላይነት ሒዞም ንዝቕጽሉ ኣርባዕተ ዓመታት ንኖርወይ ከመሓድሩ ምኻኖም ተፈሊጡ https://www.vg.no/nyheter/i/0V5BqJ/stortingsvalg-2025-siste-nytt-og-resultater, https://valgresultater.no/valg/2025/st