Per. Kas 30th, 2023

ሰራዊት እስራኤል “ከበባ ከተማ ጋዛ ወዲኡሎ ” ክብል ወሃቢ ቃል ምክልኻል ሓይሊ እስራኤል ገሊጹ።
ናይ እስራኤል ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ሓይልታት እስራኤል ንከተማ ጋዛ ንምሓዝ አናገስገሰ ምኻኑ ቅድሚ ዝተወሰኑ መዓልትታት ገሊጹ ነይሩ።

እቲ ኩናት ናብ ዝለዓለ ደረጃ በጽሑ ከምዘሎን ዝድነቕ ዓወታት እናስመዝገብና ንቕድሚት ንምርሽ ኣለና ክብል ብቤት ጽሕፈቱ ኣብሉ ብዘውጽኦ መግለጺ ዕላዊ ገሩሎ።

ኔታንያሁ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ነዳዲ ናብ ጋዛ ክበጽሕ ኣብምግባር ከምዘይተወሰነ ይኹን እምበር ካልእ ሰብኣዊ ሓገዛት ግን ክወሃብ ከምዝተፈቀደ ሓቢሩ ነይሩ።

ምንጪ:- https://www.dagsavisen.no/nyheter/2023/10/31/folg-krigen-mellom-israel-og-hamas/