ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ከባቢ ኦስሎን ኣከርሹስን
ዳይሬክቶሬት መስመራት ማይን ሓይልን ካብ ኣግደርን ክሳብ ኦስሎን ኣከርሹስን ዝርከቡ ትሑት ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከጋጥሞም ከምዝኽእል ኣጠንቂቁ። እቲ መጠንቖቅታ ኣብ ደረጃ ብጫ ከምዘሎ ብምሕባር ካብ ዓርቢ ጀሚሩ ናይ ሩባታት ማይ…
ዳይሬክቶሬት መስመራት ማይን ሓይልን ካብ ኣግደርን ክሳብ ኦስሎን ኣከርሹስን ዝርከቡ ትሑት ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከጋጥሞም ከምዝኽእል ኣጠንቂቁ። እቲ መጠንቖቅታ ኣብ ደረጃ ብጫ ከምዘሎ ብምሕባር ካብ ዓርቢ ጀሚሩ ናይ ሩባታት ማይ…
ብዝሓት ስልኮም ኣብ ማይ ክወድቕ እንተሎ ስልኮም ኣብ ሩዝ ብምቅማጥ እቱ ማይ ንምውፃ ይጥቀሙ ከምዘሎ ይፍለጥ። Apple ከምዚ ምግባር እቱ ቴሌፎን ዝገደደ ከበላሽ ምምችቻው እዩ ብማለት ኣጠንቂቁ። ዘመናው ስማርት ስልካት…
ብሰንኪ ሓያል ቁሪ ኣብ ኣብ ኦስሎ ዝርከብ ቢዮርንስለታ ዝተበሓለ ቤት ትምህርቲ ንተማሃሮም ናብ ገዝኦም መሊሱ። እቱ ቤት ትምህርቲ ኣብ ክፍልታት ዘለዎ ሙቀት ንምውሳኽ ዝፀዓረ እንተኾነ እንኩዓ ናይ ቁሪ መጠን ግን…
TV2 ዝገበሮ ሓሰሳ ኣብ ወርሒ ናይ ፀጋም ፖለቲካ ዘራምዱ ውድባት ዝለዓለ ደገፍ ከምዘሎዎን የርእይ ናብ 16,8 ምኢታዊ ወሪዱ ዝነበረ ናይ ሰራሕተኛታት ፓርቲ (AP) ደገፍ ብ4,1 ምኢታዊ ወሲሑ ናብ 20,9 ሚኢታዊ…
ኣብ ዝተፋላለዩ ወረዳታት ኖርወይ ዝነብሩ ተቀበልቲ ማሕበራዊ ሓገዝ ንበዓል ልደት ዝኸውን ተወሳኺ ገንዘብ ክወሃብ እዩ። ኣብ ትሮንድሃይም ንሓደ ቆልዓ 2000 ክሮነር ኣብ ስታቫንገር ድማ ብቆልዓ 500 ክሮነር ከምዝወሃብ ትሓብሩሎ ።…
ናይ ኔቶ ዋና ፀሃፊ የንስ ስቶልተንበርግ፣ ካብ ዩክሬን ንዝመጽእ ሕማቕ ዜና ክንዳሎ ኣለና ኢሉ ንዩክረን ዝወሃብ ደገፍ ግን ክቕጽል ከምዘለዎ ምስ ናይ ጀርመን ቲቪ ቻነል ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ሓቢሩ።…
መብዛሕትና ናይ ጉንፋዕን ይኹን ናይ ኮሮና ሕማማት ንምቑቓም ንኽእል እንተኾነ እንኩኣ ልዕሊ 65 ዓመት ዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ፅኑዑ/ሕዱር ሕማም ዘለዎም ሰባትን ቆልዑትን ፡ብጽኑዕ ክህመማ ይኽእሉ። ስለዝኾነም ኣረጋውያንን ሕዱር ሕማም ዘለዎም ሰባትን…
ምምሕዳር ጽርግያ ኖርወይ ብዛዕባ እማመታት ትራፊክ ዓባይ ኦስሎ ኣብ ዝሓዘ ረፖርት ኣብ ኦስሎ ዝኣትዉ መኻይናት ዝኸፍሉዎ መዓልታዊ ናይ ጽርግያ ክፍሊት ብዕጽፊ ክውሰሕ ምክረ ሓሳብ ሒቡ። ብምኽንያት ዕብየት ብዝሒ ህዝቢ ክሳብ…
Høyre ፣ ናይ ኖርወይ ዓባይ ተንሓናሒ ውድብ፣ ናይ ግብሪ መጠን ብ9.5 ቢልዮን ክሮነር ክቕንስ ኣማራጺ ኢሉ ብዘቅረቦ ባጀት ዕላዊ ጌሩ። እቱ ሓሳብ ድማ ውልቀሰባትን ትካላት ዝኽፈሉዎ ዝነበር ግብሪ ዝቅንስን ዝጠቅምን…
ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኖርወይ ኣብ መላእ ኖርወይ ሓደገኛ ዝሖነ ናይ ኣየር ኹነታ ብምሕባር ንነበርቲ ጥንቃቀ ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኣብ ትውተር ከምዝበሎ ህቦብላ፡ ሓያል ዝናብ፡ በረድን ሓያል ንፋስን ይሕልው። ምንጪ:- https://twitter.com/Meteorologene/status/1727225178424246350?ref_src=twsrc%5Etfw%7Ctwcamp%5Etweetembed%7Ctwterm%5E1727225178424246350%7Ctwgr%5E9c08270f3a5ba59a8a0e9657f8ea6eee6bd126f2%7Ctwcon%5Es1_&ref_url=https%3A%2F%2Fwww.aftenposten.no%2Fnorge%2Fi%2FmBKed4%2Fnyhetsstudio-siste-nytt%3FpinnedEntry%3D90715
ቆልዑት ንምርካብ ሓገዝ ዝደልዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኖርወይ ቁጽሪ ብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት ብዕጽፊ ወሲኹሎ እናበዝኸውን ይመፅሎ። ሓድሽ ኣሃዛት ከምዘመልክቶ፡ ኣብ 2021 ዳርጋ 3000 ህጻናት ብሕክምና ሓገዝ ተወሊደን እዮም። ናይ…
ሚኒስትሪ ጥዕና ኖርወይ፡ Covid-19 ካብ ሎመዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ሓደገኛ ዝኾነ ሕማም ኣይኮነይ ብማለት ብጥዕና ሚኒስተር ኢንግቪልድ ሸርኮል ኣቢሉ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነም Covid-19 ካብ ዝርዝር ሓደገኛ ተሓላላፋይ ሕማማት ከምዝተሰረዘን ከሙውን ካብ ዕለት…
ካብ ሓሙሽተ ኖርወጃውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓደ ብዙሕ ሕማም ዝቀንሱ ታብለሌታት ዝወስዱ ምኻኖም እቱ ኣጠቃቀማ ድማ ብጣዕሚ ይውስኽ ከምዘሎ ስካርስተይን፡ ዝተበሃለት ተመራማሪት ገሊፃ። ብዝሓት ምቾት ዘይስምኦም ፣ ናይ ድቃስ ፀገም ዘለዎም…
አብ ጋዛ ዝነበሩ 80 ዝኾኑ ዜጋታት ኖርወይ ናብ አዶም ኖርዋይ ክኣትዉ እንተሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዮናስ ጋር ስቶረ (Ap) አቀቀባበላ ገሩሎም። ካብቱ ኣዝዩ ኣረሜናዊ ዝኾነ ኲናት ናብ ሰላማዊት ዝኾነት ዓዶም ብምእታዎም…
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ምዕራባውያን ኣብ ሩስያ ዝገብርሩዎ ናይ ምጣኔ ሃፍት ማዕቀብ ናይ ዓለም ለኸ ቁጠባዊ ምቅስቃስ ይጎድኡዎ ከምዘለዉ ንሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ሩስያ ዝተገብረ ማዕቀብ ኣብ…