Cum. Oca 24th, 2025

ዳይሬክቶሬት መስመራት ማይን ሓይልን ካብ ኣግደርን ክሳብ ኦስሎን ኣከርሹስን ዝርከቡ ትሑት ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከጋጥሞም ከምዝኽእል ኣጠንቂቁ።

እቲ መጠንቖቅታ ኣብ ደረጃ ብጫ ከምዘሎ ብምሕባር ካብ ዓርቢ ጀሚሩ ናይ ሩባታት ማይ መጠን ብሰንኪ ምቕላጥ በረድ ምክንያት ከምዝወስሕን እዚ ድማ ከባብያዊ ውሕጃት ይገብር ብማለት እቱ ዳይሬክቶሬት ሓብሩሎ።

ምንጪ: –https://www.aftenposten.no/norge/i/mBKed4/nyhetsstudio-siste-nytt?pinnedEntry=96880