ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኖርወይ ኣብ መላእ ኖርወይ ሓደገኛ ዝሖነ ናይ ኣየር ኹነታ ብምሕባር ንነበርቲ ጥንቃቀ ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኣብ ትውተር ከምዝበሎ ህቦብላ፡ ሓያል ዝናብ፡ በረድን ሓያል ንፋስን ይሕልው።