Paz. Mar 16th, 2025

ብዝሓት ስልኮም ኣብ ማይ ክወድቕ እንተሎ ስልኮም ኣብ ሩዝ ብምቅማጥ እቱ ማይ ንምውፃ ይጥቀሙ ከምዘሎ ይፍለጥ። Apple ከምዚ ምግባር እቱ ቴሌፎን ዝገደደ ከበላሽ ምምችቻው እዩ ብማለት ኣጠንቂቁ።

ዘመናው ስማርት ስልካት ንማይ ኣዝየን ዝጻወራ ስለዝሖና ኣብ ማይ ክወድቓ እንተሎ ብቀሊሉ ንምብልሻይ ዝተጋለፃ ስለዘይኮኑ

  • ሩዝ ብምጥቃም ወይ ድማ
  • ብዝሓየለ ሙቀት ንምድራቕ
    ፈተነ ካብ ምግባር ፡ እቱ ስልኪ ኣየር ኣብ ዝዘዋወረሉ ደረቅ ቦታ 30 ደቓይቃ ብምቅማጥ እቱ ማይ ብባዕሉ ምስወፀ ቻርጅ ምግባር ይመኸር።

ምንጪ Apple: Ikke legg telefonen i ris – Tek.no