Çar. Nis 17th, 2024

TV2 ዝገበሮ ሓሰሳ ኣብ ወርሒ ናይ ፀጋም ፖለቲካ ዘራምዱ ውድባት ዝለዓለ ደገፍ ከምዘሎዎን የርእይ

ናብ 16,8 ምኢታዊ ወሪዱ ዝነበረ ናይ ሰራሕተኛታት ፓርቲ (AP) ደገፍ ብ4,1 ምኢታዊ ወሲሑ ናብ 20,9 ሚኢታዊ ከምዝበጸኸ ብሶሻልዝም ዝኣምን ውድብ ድማ 10,5 ሚኢታዊ ደገፍ ከምዘለዎ እዚ ድማ ድሕር 2005 ብጣዕሚ ፅቦቅ ዝበሃል ውፅኢት ምኻኑ እቱ ሓሰሳ የርእይ።

ብኣንጻሩ ንየማናውያን (høyre) ዘሎ ደገፍ ብ2,1 ምኢታዊ ቀኒሱ ናብ 25,4 ሚኢታዊ ዝበፀኸ እንተኾነ እንኩኣ ኸዚዉን ናይ ኖርወይ ኣባይ ዉድብ ኮኑ ይቅጽል ኣሎ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ተጌሩ ኣብዝነበረ ሓሰሳ ተራእዩ ዝነበረ ናይ ናይ የማናይ ፖለቲካ ዉድባት ዓብላላይነት ተገልቢጡ ሐዚ ብፀጋም ፖለቲካ ውድባት ዓብላላይነት ተተክኡሎ።
ምንጪ:- Rødgrønt flertall på ny TV 2-måling – VG