lør. nov 22nd, 2025

Tigrigna

ትግራይ ስውዓታ ትዝክር ኣላ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብናይ ክልተ ዓመት ፅንተታዊ ኲናት ህይወቶም ዝሰኣኑ ተጋደልቲ ንምኽባር ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ሓዘን ግዜ ብምዕዋጅ ምስ ህዝብ ትግራይ ስውዓቱ ኣብ ምዝኻር ይርከብ። እቲ ናይ ሓዘን ግዜ…

እስራኤል ንባዕላ ክትከላኸል መሰል ኣለዋ

እስራኤል ካብ ዘስካሕክሕ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንባዕላ ክትከላኸል መሰል ኣለዋ ብማለት ናይ ነቶ ዋና ፀሓፊ የንስ ስቶልትንበርግ ተዛርቡ። እዚ ዋና ጸሓፊ ሎመዓቲ ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ኣኺባ ኔቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ…

ቀዳማይ ሚንስትር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶረ ንኣባስ ኣብ ከባቢ መኻኸለኛ ምብራቕ ዘሎ ኩነታት ንምርግጋዓ ክሕግዝ ጸዊዒት ኣቅሩቡ

ቀዳማይ ሚንስትር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶረ ትማሊ ሰሉስ ምስ ፕረዚደንት ፍልስጤም ማሕሙድ ኣባስ ክዘራረብ እንተሎ ንኣባስ እቲ ምስ እስራኤል ተፈጢሩ ዘሎ ኹኔታ እናገደደ ከይኸይድ ክረጋግእጸዊዒት ኣቅሩቡ። ኣብቱ ከባቢ ዘሎ ኹነታ…

ኢንስቲትዩት ህብረተሰናዊ ጥዕና ኖርወይ (FHI) ትሕት ዝበለ ናይ ጉንፋዕ ክትባት ዝወስዱ ሰባት ቁጽሪ የተሓሳስብ ኢሉ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 12 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ ጉንፋዕ ወይ ሕማም ኮሮና ናብ ሆስፒታል ኣትዮም ከምዝነበረ ቁጽሪ ክታበት ጉንፋዕ ዝወስዱ ሰባት ድማ ከምዝቀነሰ ተሓቢሩ። እዚ ድማ ከም ዘተሓሳስቦም ኢንስቲትዩት ህብረተሰናዊ…

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኖርወይ ናብ እስራኤልን ፍልስጤምን ዝግበሩ ጉዕዞታት ኣመልክቱ ምኽሪ ጉዕዞ ኣውጽኢሎ

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኖርወይ ናብ እስራኤልን ፍልስጤምን ዝግበሩ ጉዞታት ኣመልኪቱ ምኽሪ ጉዕዞ ኣውጽኢሎ ። እቲ ሚኒስትር ኣብ እስራኤል ዳርጋ 500 ፡ ኣብ ፍልስጤም ድማ 70 ዝሆኑ ዜጋታት ኖርወይ ከዘሎውን ሓቢሩሎ…

እስራኤል ኣብ ኩናት እየ ብማለት ኣዊጃ

ቤት ምክር እስራኤል እታ ሃገር ኣብ ኲናት ከምዘላ ውግዒ ከምዝኣወጀ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ኣፍሊጡ። ኔታንያሁ ሎምዓልቲ ቀዳም እስራኤል ምስ ሓማዝ ኣብ ኲናት ከምዘላ እንተገለጸኩዓ ናይ ቤት ምክሪ…

ናይ 2024 ባጀት ህዝቢ ኖርወይ ኣብ ፀገም ከይወድቅ ንምውሓስ ዝዓለመ ምኻኑ ተገሊጹ

መንግስቲ ኖርወይ ኣብ ባጀት 2024 ዓ.ም. ብምኽንያት ኩናት ብናይ ዩክሬናውያን ስደተኛታት ምውሳኽን ናይ ዋጋ ምውሳሕን ስሒቡ ዝመጽ ናይ ወጻኢታት ምውሳኽ ኣብ ግምት ብምእታው ኩሉ ሰብ ኣድላይ ዝኾኑ ግልጋሎታት ብቀዳምነት ክረክብን…

ቭላድሚር ፑቲን ፈተነ ኒዩክለራዊ ኣጽዋር ንምግባር ሓሳብና ጠጠው ኣይገበርና ክብል ሓቢሩ ።

ብመሰረት ጸብጻብ ሮይተርስ፡ ኣብ ን ሓደ ናይ ምሁራት ትካል ዓመታዊ ኣኼባ መደረ ክገብር እንተሎ ምንም እንኩኣ ሩስያ ካብ 1990 ጀሚራ ኒዩክለራዊ ፈተነታት ዘየካየደትን እንተኾነ ብስሩ ፈተነ ንምግባር ድልየት የብላን ኦው…

ናይ ትሕቲ ምድሪ ባቡር ተጠቀምቲ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 19 ጥቅምቲ ኣውቶቡስ ክትቀሙ ከምዘሎዎም ተሓብሩሎ

ካብ ዝመጽእ ረቡዕ ጀሚሩ ን ሓደ ሰሙን እቶም ናይ ትሕቲ ምድሪ ባቡር (T -Bane) ተጠቀምቲ ብኣውቶቡስ ክጓዓዙ ኣለዎም ። Ruter ከም ዝጸብጸቦ፡ ኣብ ማዕከል ስኩለሩድን ሞርተንስሩድን ዝርከብ ዝኣረገ ናይ ሓዲድ…

ሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ 8 ሚእታዊት ናይ ወለድ መጠን ዘየጸግሞም ክኽህሉ ኣለዎም።ንብዝሓት ድማ ብጣዕሚ መሰከፊን እዩ።

ሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ 8 ሚእታዊት ናይ ወለድ መጠን ዘየጸግሞም ክኽህሉ ኣለዎም። ንብዝሓት ድማ ብጣዕሚመሰከፊን እዩ። ባንክታት ንሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ ልቓሕ ክህቡ እንተሎ 8 ሚእታዊት መጠን ክኸፍሉ ከምዝኽዕሉ ካጻሩ ኣለዎም። ሕጂ…