ብመሰረት ጸብጻብ ሮይተርስ፡ ኣብ ን ሓደ ናይ ምሁራት ትካል ዓመታዊ ኣኼባ መደረ ክገብር እንተሎ ምንም እንኩኣ ሩስያ ካብ 1990 ጀሚራ ኒዩክለራዊ ፈተነታት ዘየካየደትን እንተኾነ ብስሩ ፈተነ ንምግባር ድልየት የብላን ኦው ድማ ክሳብ መወዳታ ጠጠው ኣብላላ ማለት ኣይኮነን ኢሉሎ ።
ብኑክሌራዊ ኣጽዋር ፈተነታት ክንገብር ኣለና ድዩ ኣይግባእን ዝብል ቅዋመይ ንምግላጽ ድሉው ኣይኮንኩን ይኹን እምበር፡ ኒዩክለራዊ ፈተነታት ክካይዱ ኣድላይ ኾይኑ እንተተረኸበ ግን ዝኽልክለና ከሙውን ዘእግደና ነገር የለይ ይብል።
ኣብቱ መደረ ፑቲን ሩስያ ንፈለማ እዋን ዕዉት ፈተነ ሚሳይል ቡረቨስትኒክ ከምዘካየደትን፣ ስራሕቲ ሚሳይል ሳርማት ዳርጋ ከምዝተዛዘመውን ሓብሩሎ።
ብመሰረት ጸብጻብ ኒውዮርክ ታይምስ፡ ሩስያ ብኒዩክለራዊ ሓይሊ ዝሰርሕ ክሩዝ ሚሳይል ንምፍታን ትዳለው ከምዘላ – ወይ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝፈተነት ሓበሬታ ኣለና ይብል።
- ኒዩክለራዊ ትጽንሰሓሳብን ምርምርን ምቅያር ኣየድልን ናይ ሩስያ ዓቕሚ እንታይ ከምዝሆነ ድማ ፀላዕትና ብደንቢ ይፈልጡ እዮም። ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ዓዲ ኣንጻር ሩስያ ኒዩክለራዊ ኣጽዋር ኣይምተጠቀመን። መጥቃዕቲ እንተጋጢሙ ብግብረመልስና ዝድሕን ዓዲ ኣይኽልውን የለን።
ነቲ ኣጋጣሚ ተጠቂሙ ፑቲን ምዕራባውያን ሃገራት -ናይ ዓለም ነባራዊ ኹነታ ውንነት ኣይርድዖም ብማለት ነቂፉ ንእሽተይ ዝቃወሞም ዓዲ እንተተፈጢሩ ከም ጸላኢኦም ምርኣዮም ጌጋ ከምዝኾነ ይኣምን።
ብፍላይ ኣሜሪካ ትበሃል ዓዲ ትዕቢተኛን ንኻልኦት ዓድታት ድማ ትእዛዝ ንምሃብ ሓያል ድሌት ከምዘላ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳሰብ መን ከምዝሃባ ኣይድ ኣን ይብል።
ምናልባት ከምዚ ዓይነት ትዕቢት ግዜኡ ከምዘይኾነ ፈሊጣ ጠጠው እንተተገበርት ምኻሸ ብማለት «ሰላምን ብልጽግናን ደለይቲ ካብታ ዓዲ ይመጹ እንተኾነ ግን ሃናጺ ክትተሓባበር ድልውቲ እና ብማለት ተዛሩቡ-
