lør. nov 22nd, 2025

Tigrigna sendinger

እስራኤል ኣብ ኩናት እየ ብማለት ኣዊጃ

ቤት ምክር እስራኤል እታ ሃገር ኣብ ኲናት ከምዘላ ውግዒ ከምዝኣወጀ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ኣፍሊጡ። ኔታንያሁ ሎምዓልቲ ቀዳም እስራኤል ምስ ሓማዝ ኣብ ኲናት ከምዘላ እንተገለጸኩዓ ናይ ቤት ምክሪ…

ናይ 2024 ባጀት ህዝቢ ኖርወይ ኣብ ፀገም ከይወድቅ ንምውሓስ ዝዓለመ ምኻኑ ተገሊጹ

መንግስቲ ኖርወይ ኣብ ባጀት 2024 ዓ.ም. ብምኽንያት ኩናት ብናይ ዩክሬናውያን ስደተኛታት ምውሳኽን ናይ ዋጋ ምውሳሕን ስሒቡ ዝመጽ ናይ ወጻኢታት ምውሳኽ ኣብ ግምት ብምእታው ኩሉ ሰብ ኣድላይ ዝኾኑ ግልጋሎታት ብቀዳምነት ክረክብን…

ቭላድሚር ፑቲን ፈተነ ኒዩክለራዊ ኣጽዋር ንምግባር ሓሳብና ጠጠው ኣይገበርና ክብል ሓቢሩ ።

ብመሰረት ጸብጻብ ሮይተርስ፡ ኣብ ን ሓደ ናይ ምሁራት ትካል ዓመታዊ ኣኼባ መደረ ክገብር እንተሎ ምንም እንኩኣ ሩስያ ካብ 1990 ጀሚራ ኒዩክለራዊ ፈተነታት ዘየካየደትን እንተኾነ ብስሩ ፈተነ ንምግባር ድልየት የብላን ኦው…

ናይ ትሕቲ ምድሪ ባቡር ተጠቀምቲ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 19 ጥቅምቲ ኣውቶቡስ ክትቀሙ ከምዘሎዎም ተሓብሩሎ

ካብ ዝመጽእ ረቡዕ ጀሚሩ ን ሓደ ሰሙን እቶም ናይ ትሕቲ ምድሪ ባቡር (T -Bane) ተጠቀምቲ ብኣውቶቡስ ክጓዓዙ ኣለዎም ። Ruter ከም ዝጸብጸቦ፡ ኣብ ማዕከል ስኩለሩድን ሞርተንስሩድን ዝርከብ ዝኣረገ ናይ ሓዲድ…

ሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ 8 ሚእታዊት ናይ ወለድ መጠን ዘየጸግሞም ክኽህሉ ኣለዎም።ንብዝሓት ድማ ብጣዕሚ መሰከፊን እዩ።

ሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ 8 ሚእታዊት ናይ ወለድ መጠን ዘየጸግሞም ክኽህሉ ኣለዎም። ንብዝሓት ድማ ብጣዕሚመሰከፊን እዩ። ባንክታት ንሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ ልቓሕ ክህቡ እንተሎ 8 ሚእታዊት መጠን ክኸፍሉ ከምዝኽዕሉ ካጻሩ ኣለዎም። ሕጂ…

ሓሰሳ ኣልዋን ኣሕመድ ኣላውነህ ይቕጽል ኣሎ።

እቱ ብድርብ ቅትለት ዝተኸሰሰ ኣልዋን ኣሕመድ ኣላውነህ ዝበሃል ስብኣይ ንምሓዝ ነቲ 46 ዓመት ስብኣይ ምቅስቃስ ንምፍላጥ ፖሊስ ሙሉዕ ፃዕሪ ይገብራሎ።ፖሊስ ነቲ ብቕትለት ዝተኸሰሰ ሰብኣይ ንምሓዝ ሓገዝ ከምዘድልዮ ንህዝቢ ኖርወይ ድማ…

መስቀል ኣብ ትግራይ

በዓል መስቀል ኣብ ትግራይ ብፍላይ ኣብ ከባቢታት መቐለ፣ ዓዲግራት፣ ኢሮበ፣ ኣብ ኩለን ከባቢታት ትግራይ ኣብ ጎደናታትን ካልኦት ሰባት ዝእከበሉ ቦታታትን፣ ድሕሪ 3 ዓመት ብድምቀት ተከብሩሎ። ናይ ሎሚ ዓመት በዓል መስቀል…

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሩስያውያን ብ ፕረዚደንት ፑቲን ዝተኣወጀ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬን ምስ ሩስያ ምሕዋስ ንምዝኻር ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ተኣኪቦም።

ቅድሚ ሓደ ዓመት ቭላድሚር ፑቲን ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬን ምሕዋስ ኣዊጁ ነይሩ።ስካይ ኒውስ ዓርቢ ምሸት ከምዝጸሓፎ፡ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰባት ናብ ኣፍደገ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ እቱ መዓልቲ ንምዝኻር ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ «ሓንቲ…

አብ ዝተወሰኑ ቦታታት ኦስሎ ናይ ማይ  ምፍላሕ ምክረሃሳብ ካብ ሰንበት 24 መስከረም ጀምሩ አድላይ ዘይምካኑ ተገሊፁ 

ካብ ሎሚ ሰንበት ሰዓት 12 ቀትሪ ጀሚሩ፡ አብ ዝተወሰና ናይ ኦስሎ ከባቢታት ማለትም ሮኣ፡ ቦግስታድ፡ ቮክሰን ስኮግ፡ ሚድስትዩን፡ ቬታኮለን፡ ቮክሰናሰን፡ ሆልመንኮለንን ትሪቫንን ተዋሂቡ ዝነበረ ናይ ምይ ምፍላህ ምክረሃሳብ ደው ኢሉ።…

ናይ ሲንድረ ፊነስ ኣክስዮን ጉዳይ ደገፍት ሱልበርግ ክሃድሙ አይገበረን-

ኣብ ወርሒ መስከረም ንካልአይ ጊዜ ብ ቪጂ ዝተገበረ ናይ ደገፍት መለክዒ ውድን ኤርና ሶልበርግ አብይ ዝበሃል ናይ ደገፍት ምህዳም አያጋጠሞም። ስብአይ ሶልበርግ ሴበይቱ ቀዳማይ ሚንስትር አንሃልዎት ዝገበሮ ናይ ንግዲ ኣክስዮን…

ኖርወይን ኣሜሪካን ኣብ አፍሪካ ውሕስነት ምግቢ ንምዕባይ ሓድሽ ተበግሶ ይጅምራ ኣለዋ።

ንግዳዊ ሓደጋ ንምቅናስ ሓገዝ ብምጥቃም ኣናእሽቱን ማእከሎትን ትካላት ሕርሻ ካፒታል ክረኽባ ብምግባር ኣብ አፍሪካን ዝርከባ ዓድታት ውሕስነት ምግብን ዝዓበየ ንምግባር ኖርወይን ና አሜሪካ ሐገዝ ወሃባይ ትካል (USAIDን) ብነፍሲ ወከፈን 350…

ልዕሊ 70 ሽሕ ነበርቲ ኦስሎን ባሩምን ዝስተ ማይኦም አፍሊሆም ክጥቀሙ ተገሊፁ

እቲ ቀይሕ ቦታ ማይ ምፍላሕ አገዳስነት ዝምልከቶም ቦታታት የሪእይ:- ካርታ Oslo kommune ናይ ኦስሎ ከተማ ምምሕዳር ኣብ ከባቢታት ሮኣ፡ ቦግስታድ፡ ቮክሰን ስኮግ፡ ሚድትስቱን፡ ቬታኮለን፡ ቮክሰናሰን፡ ሆልመንኮለንን ትሪቫንን ንዝርከቡ ልዕሊ 25…