እቱ ብድርብ ቅትለት ዝተኸሰሰ ኣልዋን ኣሕመድ ኣላውነህ ዝበሃል ስብኣይ ንምሓዝ ነቲ 46 ዓመት ስብኣይ ምቅስቃስ ንምፍላጥ ፖሊስ ሙሉዕ ፃዕሪ ይገብራሎ።
ፖሊስ ነቲ ብቕትለት ዝተኸሰሰ ሰብኣይ ንምሓዝ ሓገዝ ከምዘድልዮ ንህዝቢ ኖርወይ ድማ ጻውዒት ኣቕሪቡሎ ።
ኢት ቅትለት ዝተፈትጸመ ረቡዕ ኮይኑ ፡ ሓንቲ ደቅ ዓንስተይቲ ምስ ጓል ሸሞንተ ዓመት ኣብ ገዝዖም ተቐቲለን ተረኺበን ኣሎዋ። ብዛዕባ እቲ ቅትለት ንፖሊስ ዘፍለጠ ኣብ ገዝኦም ዝሐደ ስድራ ከምዝኾነ ተገሊጹ።
ድሕሪ ናይ ፖሊስ ፃውኢት ብዝሓት ሰባት ሓበሬታ ንፖሊስ ከምዝሃቡ ፖሊስ ድማ እቱ ዝበፅሖ መረደኣታ ኣብ ምግምጋም ከምዘሎ ሓብሩሎ። ፖሊስ ዝበፅሖ መረደኣታት አንታይ ከምዝኾኑ ግን አላው ምግባር ኣይንኽልልን ብማለት እታ መርማሪ ፖሊስ ሴሲሊ ፔደርሰን ሓቢራ ነቲ ሰፊሕ መረጃ ናይ ምዕካብ ከምውን ቃለ ምሕታት ስራሕና ክንቅጽል ኢና ብማለት ኣፍሊጣላ።