lør. nov 22nd, 2025

Tigrigna sendinger

ናይ ኖርወይ ህብረተሰናዊ ጥዕና ኢንስቲትዩት (FHI) መድሃኒት ምቁቋም ዓቕሚ ዘለዎም ባክተርያታት ሥግኣት ይኾኑሎ ኢሉ

ኣብ ኖርወይ መድሃኒት ምቁቋም ዓቕሚ ዘለዎም ባክተርያታት ቁፅሪ ትሕት ዝበለ እንተኾነ እንኩኣ ናይ መዓንጣን ከምውን ከባብያዊ ባክተርያታት ግን ስክፍታ እናፈጠረን ምኻኖም ናይ ኖርወይ ህብረተሰናዊ ጥዕና ኢንስቲትዩት (FHI) ዕላዊ ገሩ። FHI…

ወጻእተኛታትን ድርብ ዜግነት ዘለዎም ሰባትን ካብ ጋዛ ናብ ግብጺ ምእታው ንግዚኡ ጠጠው ከምዝተገበረ ተገሊጹ።

ሲኤንኤን ከምዝሓበሮ፡ ሓማዝ ወጻእተኛታትን ካብ ጋዛ ናብ እስራኤል ክኸዱ ከምዝኸልከለ እዚ ድማ ክሳብ እስረዓል ኣምቡላንሳት ብዘይ ዕንቅፋት ናብ ራፋሕ ክመላለስ ትፈቅድ ዝጸንሕ ምሓኑ ገሊጹሎ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፡ ብመሰረት…

ከተማ ጋዛ ብሰራዊት እስራኤል ተኸቢባላ

ሰራዊት እስራኤል «ከበባ ከተማ ጋዛ ወዲኡሎ » ክብል ወሃቢ ቃል ምክልኻል ሓይሊ እስራኤል ገሊጹ።ናይ እስራኤል ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ሓይልታት እስራኤል ንከተማ ጋዛ ንምሓዝ አናገስገሰ ምኻኑ ቅድሚ ዝተወሰኑ መዓልትታት ገሊጹ…

ኣብ ቀዳምን ሰንበት መኪና ምዝዋር ኣጸጋም ከምዝኸውን ፖሊስ ኣጠንቂቁ

ዝሓለፉ መዓልታት ብበረድ ምክንያት ብፍላይ ድማ ናይ መካይኖም ጎማታት ዘይቀየሩ ሰባት ብዙሕ ናይ ትራፊክ ሓደጋታትን ጸገማትን ኣጋጢሞም ነይሩ። ተመሳሳሊ ሁነታ ኣብ ዝመፅ ቀዳምን ሰንበትን ከጋጥም ከምዝኽእል ድማ ፖሊስ ኣጠንቅቁ። ብሓጺሩ:…

ትግራይ ስውዓታ ትዝክር ኣላ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብናይ ክልተ ዓመት ፅንተታዊ ኲናት ህይወቶም ዝሰኣኑ ተጋደልቲ ንምኽባር ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ሓዘን ግዜ ብምዕዋጅ ምስ ህዝብ ትግራይ ስውዓቱ ኣብ ምዝኻር ይርከብ። እቲ ናይ ሓዘን ግዜ…

እስራኤል ንባዕላ ክትከላኸል መሰል ኣለዋ

እስራኤል ካብ ዘስካሕክሕ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንባዕላ ክትከላኸል መሰል ኣለዋ ብማለት ናይ ነቶ ዋና ፀሓፊ የንስ ስቶልትንበርግ ተዛርቡ። እዚ ዋና ጸሓፊ ሎመዓቲ ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ኣኺባ ኔቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ…

ቀዳማይ ሚንስትር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶረ ንኣባስ ኣብ ከባቢ መኻኸለኛ ምብራቕ ዘሎ ኩነታት ንምርግጋዓ ክሕግዝ ጸዊዒት ኣቅሩቡ

ቀዳማይ ሚንስትር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶረ ትማሊ ሰሉስ ምስ ፕረዚደንት ፍልስጤም ማሕሙድ ኣባስ ክዘራረብ እንተሎ ንኣባስ እቲ ምስ እስራኤል ተፈጢሩ ዘሎ ኹኔታ እናገደደ ከይኸይድ ክረጋግእጸዊዒት ኣቅሩቡ። ኣብቱ ከባቢ ዘሎ ኹነታ…

ኢንስቲትዩት ህብረተሰናዊ ጥዕና ኖርወይ (FHI) ትሕት ዝበለ ናይ ጉንፋዕ ክትባት ዝወስዱ ሰባት ቁጽሪ የተሓሳስብ ኢሉ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 12 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ ጉንፋዕ ወይ ሕማም ኮሮና ናብ ሆስፒታል ኣትዮም ከምዝነበረ ቁጽሪ ክታበት ጉንፋዕ ዝወስዱ ሰባት ድማ ከምዝቀነሰ ተሓቢሩ። እዚ ድማ ከም ዘተሓሳስቦም ኢንስቲትዩት ህብረተሰናዊ…

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኖርወይ ናብ እስራኤልን ፍልስጤምን ዝግበሩ ጉዕዞታት ኣመልክቱ ምኽሪ ጉዕዞ ኣውጽኢሎ

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኖርወይ ናብ እስራኤልን ፍልስጤምን ዝግበሩ ጉዞታት ኣመልኪቱ ምኽሪ ጉዕዞ ኣውጽኢሎ ። እቲ ሚኒስትር ኣብ እስራኤል ዳርጋ 500 ፡ ኣብ ፍልስጤም ድማ 70 ዝሆኑ ዜጋታት ኖርወይ ከዘሎውን ሓቢሩሎ…