Vold utført av barn under 15 år øker veldig over hele Norge. Politiet mener barna er klar over lovløsheten som gjelder før de når straffbar alder.
ኣብ መላእ ኖርወይ ትሕቲ 15 ዓመት ብዝኾና ቆልዑት ዝፍጸም ኣመጽን ገበንን እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ዝበለ ፖሊስ እቶም ቆልዑት ቅድሚ ገበናዊ ዕድመ ምብጽሖም ብዝገብሩዎ ገበን ከምዛይሕተቱ ስለዝፈልጡ እዩ ዝብል እምነት ኣለዎ።
ናይ ሓሙሽተ ዓመታ ቁፅርታት ፖሊስ ከምዘመልክቱዎ ብዘይቕጽዑ ቆልዑት ዝተገበረ ገበን ብዕጽፊ ከምዝወሰኸ እዚ ድማ ኣብ ኩለን 12 ኣውራጃታት ኖርወይ፣ ብዘይካ ትሮምሶ ምኻኑ ፖሊስ ሓብሩሎ።