ምርጫ ባይቶ ኖርወይ ሰኑይ 8 መስከረም 2025 ከከናወን እዩ ። ተሪፈን ዘልዋ 5 መዓልታት ጥራይ እዮም – ናይ ምምራጽ መሰልኩም ተጠቀሙዎ!!! ናይ መረፃ ከይድ ከምዝስዕብ ይመስል ። Innleggsnavigasjon ሓበሬታ ሃገራዊ መረፃ ኖርወይ- 2025ልዕሊ 1,5 ሚልየን መራፃይ ኣቐዲሙ ድምጺ ሂቡሎ