ምምሕዳር ኦስሎ ንነበርቲ ምሕምባስ ከይግበራ ኣጠንቂቁ
Oslo kommune advarer mot å bade i Oslofjorden etter mandagens voldsomme regnvær. Etter styrtregnet kan store mengder tarmbakterier ha kommet til badeplassene.
ምምሕዳር ኦስሎ ድሕር ሓያል ማይ ምውቓ ምሕምባስ ንጥዕና ሓደገኛ ስለዝሖነ ንነበርቲ ከይሕንብሳ ኣጠንቂቁ። እቱ ምክንያት ድማ ድሕሪ ሓያል ማይ ምውቓ ፡ ብብዝሒ ባክተርያ መዓንጣ ናብቲ መሕምበስ ቦታታት ብሕውጅ ኣቢለን ክበፅሑ ስለዝኽእሉ እዩ።
ኩሉ ግዜ ድሕሪ ሓያል ማይ ምውቓ ምሕንብስ ኣይምከርን።
ምንጪ:-https://www.dagsavisen.no/nyheter/innenriks/2024/05/27/kommunen-frarader-bading-i-oslo/