Paz. Mar 16th, 2025

መድሃኒት ዝጻወሩ ሓደሽቲ ባክተርያታት እናወሰሑ ክምካኖም ናይ ሕብረተሰብ ጥእና ኢንስቲቱተ ኖርወይ ገሊጹ። እዚ ድማ ናይ ብዝሓት ሰባት ሕማም ክናዋሕን ናይ ሞት ሓደጋ እውን ክውስሕ ምክንያት ይኾናለዉ።

ኣብ ብዙሕ ቦታታት ዓለም፡ እዚ ስግኣት እዚ ሕጂ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ኤውሮጳ በብዓመቱ ብሰንኪ እዚ 35 ሽሕ ሰባት ይሞቱ

ምንጪ- https://www.aftenposten.no/norge/i/KMBxn4/bakterier-som-er-resistente-mot-antibiotika-oeker-markant-i-norge