Håper du på et drømme-lønnsoppgjør i år?
ብናይ 2024 መሃያ ወሰሕ ሕድ ሕድ ሸቃላይ ብውሕዱ ጽሩይ 5000 ኖርወጅያን ክሮነር ክረክብ ዝኽእለሉ ዕድል ኣሎ ተባሂሉ
ንኣብነት ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 28 ሽሕ ክሮነር ወሰኽ ደሞዝ ክረኽቡ ዕድል ከምዘሎ እዚ ድማ 5 ሚእታዊት ዕብየት መሃያ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ምስ ዋጋ ወሰኽ ክነፃፀር ልዕሊ 5000 ኖርወጅያን ክሮነር ጽሩይ ወሰኽ ይህብ።
ናይ 2024 ዓመታዊ መሃያ ወሰሕ ብውሕዱ ሐዚ ካብ ዘሎ 4፣1 ሚእታዊ ናይ ዋጋ ወሰሕኣብ ግምት ዝኣተወን ዝበለፀን ክኸውን ኣለዎ ብማለት ናይ ሰራሕተኛታት ዉዳበታት ይደራደራ ኣሎዉ።
ምንጪ:- https://www.vg.no/nyheter/innenriks/i/8J3AKG/loennsoppgjoeret-saa-mye-kan