Norveçin yeni nazirləri
Məsələ haqqında qısaca Baş nazir Jonas Gahr Støre yeni nazirlərini təqdim edib Bazar ertəsi səhər saatlarında Oslo qalasının qarşısında baş verib. https://www.klartale.no/norge/2023/10/16/disse-blir-nye-statsrader/
Məsələ haqqında qısaca Baş nazir Jonas Gahr Støre yeni nazirlərini təqdim edib Bazar ertəsi səhər saatlarında Oslo qalasının qarşısında baş verib. https://www.klartale.no/norge/2023/10/16/disse-blir-nye-statsrader/
NRK göstərir ki, Finnesin səhmləri 2014-cü ildə 644.000 NOK dəyərində idi. Onun Baş Nazirlik Ofisinə (SMK) göndərdiyi siyahıda olan 289.000 NOK deyil. https://www.klartale.no/norge/2023/10/19/nye-sporsmal-for-erna-solberg/
Bu yaxşı məqamdır. Təhlükə ondan ibarətdir ki, biz gücü azaltmalı və azaltmalı oluruq, resurslar ölkədən və ya digər sənayelərdə yox olur və sonra bu ölkədə mənzilə ehtiyacımız olduğu üçün tələb…
እዚ ፕሮጀክት ብ 2012 ዓ።ም ዝተጠንሰሰ ኮይኑ ኣብ 2016 ድማ ተጀሚሩ። እቱ ትልም ብ 2021 ክዛዘም እንተኾነ እንኩኣ ክሳብ ሐዚ ስለዘይወደኣ ኣብ ፈለማ ተታሒዙ ዝነበረ 590 ሚልዮን ክሮነር በጀት ናብ…
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብናይ ክልተ ዓመት ፅንተታዊ ኲናት ህይወቶም ዝሰኣኑ ተጋደልቲ ንምኽባር ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ሓዘን ግዜ ብምዕዋጅ ምስ ህዝብ ትግራይ ስውዓቱ ኣብ ምዝኻር ይርከብ። እቲ ናይ ሓዘን ግዜ…
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ እስራኤል ኣብ ጋዛ ተካየድ ናይ ምድራዊ ወታሃደራዊ ፅጉምቲ ህይወት ብዙሓት ሰባት ከምዘጥፍእ ኣጠንቂቁ ። ከቢድ ክሳራ ሲቪላት ከብፅሕ ስለዝኽእል እቲ ምፍሳስ ደም ደው ንምባል ክስራሕ ኣለዎ…
እስራኤል ካብ ዘስካሕክሕ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ንባዕላ ክትከላኸል መሰል ኣለዋ ብማለት ናይ ነቶ ዋና ፀሓፊ የንስ ስቶልትንበርግ ተዛርቡ። እዚ ዋና ጸሓፊ ሎመዓቲ ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ኣኺባ ኔቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ…
ቀዳማይ ሚንስትር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶረ ትማሊ ሰሉስ ምስ ፕረዚደንት ፍልስጤም ማሕሙድ ኣባስ ክዘራረብ እንተሎ ንኣባስ እቲ ምስ እስራኤል ተፈጢሩ ዘሎ ኹኔታ እናገደደ ከይኸይድ ክረጋግእጸዊዒት ኣቅሩቡ። ኣብቱ ከባቢ ዘሎ ኹነታ…
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 12 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ ጉንፋዕ ወይ ሕማም ኮሮና ናብ ሆስፒታል ኣትዮም ከምዝነበረ ቁጽሪ ክታበት ጉንፋዕ ዝወስዱ ሰባት ድማ ከምዝቀነሰ ተሓቢሩ። እዚ ድማ ከም ዘተሓሳስቦም ኢንስቲትዩት ህብረተሰናዊ…
Fra Amerikanske Gettoer til Verdensmusikklister: HipHopens Historie Hip-hop, som opprinnelig dukket opp som opprørsmusikk blant afroamerikanske ungdommer på 1970-tallet, har i dag overskredet alle grenser og appellerer til et ekstremt…
ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኖርወይ ናብ እስራኤልን ፍልስጤምን ዝግበሩ ጉዞታት ኣመልኪቱ ምኽሪ ጉዕዞ ኣውጽኢሎ ። እቲ ሚኒስትር ኣብ እስራኤል ዳርጋ 500 ፡ ኣብ ፍልስጤም ድማ 70 ዝሆኑ ዜጋታት ኖርወይ ከዘሎውን ሓቢሩሎ…
ድሕሪ ሓማዝ ኣብ እስራኤል ዝገበሮ መጥቃዕት ዋጋ ነዳዲ ወሲሑ። ትማሊ ሰንበት ሰዓት 4፡ ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ሰሜናዊ ባሕሪ 88 ዶላር በጺሑሎ ።ካብ ዓርቢ ጀሚሩ ብ4.3 ሚእታዊት ወሰኽ ኣርእዩ። ናይቲ…
ቤት ምክር እስራኤል እታ ሃገር ኣብ ኲናት ከምዘላ ውግዒ ከምዝኣወጀ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ኣፍሊጡ። ኔታንያሁ ሎምዓልቲ ቀዳም እስራኤል ምስ ሓማዝ ኣብ ኲናት ከምዘላ እንተገለጸኩዓ ናይ ቤት ምክሪ…
Hasan Barış Partal; Bu duygu selinin tarifi yok. Dünyaları verseler bu hazzı bana yaşatamazdı. 2007 yılında başlayan meslek hayatı boyunca kendisini en çok heyecanlandıran, en çok duygulandıran turunu yaptığını söylüyor…
20’li yaşlarındaki adamın kolundan vurulduğu söyleniyor. Polis henüz tam olarak ne olduğunu bilmiyor. 20’li yaşlarındaki bir adam tutuklandı ve ağır bedensel zarar vermekle suçlandı. Polis şu anda olayın arka planına…