søn. nov 23rd, 2025

ናይ ትሕቲ ምድሪ ባቡር ተጠቀምቲ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 19 ጥቅምቲ ኣውቶቡስ ክትቀሙ ከምዘሎዎም ተሓብሩሎ

ካብ ዝመጽእ ረቡዕ ጀሚሩ ን ሓደ ሰሙን እቶም ናይ ትሕቲ ምድሪ ባቡር (T -Bane) ተጠቀምቲ ብኣውቶቡስ ክጓዓዙ ኣለዎም ። Ruter ከም ዝጸብጸቦ፡ ኣብ ማዕከል ስኩለሩድን ሞርተንስሩድን ዝርከብ ዝኣረገ ናይ ሓዲድ…

ሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ 8 ሚእታዊት ናይ ወለድ መጠን ዘየጸግሞም ክኽህሉ ኣለዎም።ንብዝሓት ድማ ብጣዕሚ መሰከፊን እዩ።

ሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ 8 ሚእታዊት ናይ ወለድ መጠን ዘየጸግሞም ክኽህሉ ኣለዎም። ንብዝሓት ድማ ብጣዕሚመሰከፊን እዩ። ባንክታት ንሓደሽቲ ልቓሕ ደለይቲ ልቓሕ ክህቡ እንተሎ 8 ሚእታዊት መጠን ክኸፍሉ ከምዝኽዕሉ ካጻሩ ኣለዎም። ሕጂ…

ሓሰሳ ኣልዋን ኣሕመድ ኣላውነህ ይቕጽል ኣሎ።

እቱ ብድርብ ቅትለት ዝተኸሰሰ ኣልዋን ኣሕመድ ኣላውነህ ዝበሃል ስብኣይ ንምሓዝ ነቲ 46 ዓመት ስብኣይ ምቅስቃስ ንምፍላጥ ፖሊስ ሙሉዕ ፃዕሪ ይገብራሎ።ፖሊስ ነቲ ብቕትለት ዝተኸሰሰ ሰብኣይ ንምሓዝ ሓገዝ ከምዘድልዮ ንህዝቢ ኖርወይ ድማ…