lør. nov 22nd, 2025

november 2023

ቀዳማይ ሚንስተር ዮናስ ጋር ስቶረ ካብ ጋዛ ዝመጹ ዜጋታት ኖርወይ ብሓጎስ ተቀቢሉዎም።

አብ ጋዛ ዝነበሩ 80 ዝኾኑ ዜጋታት ኖርወይ ናብ አዶም ኖርዋይ ክኣትዉ እንተሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዮናስ ጋር ስቶረ (Ap) አቀቀባበላ ገሩሎም። ካብቱ ኣዝዩ ኣረሜናዊ ዝኾነ ኲናት ናብ ሰላማዊት ዝኾነት ዓዶም ብምእታዎም…

ምዕራባውያን ቁጠባዊ ቅልውላው ይፈጥሩ ኣለዉ። – ሰርጌይ ላቭሮቭ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ምዕራባውያን ኣብ ሩስያ ዝገብርሩዎ ናይ ምጣኔ ሃፍት ማዕቀብ ናይ ዓለም ለኸ ቁጠባዊ ምቅስቃስ ይጎድኡዎ ከምዘለዉ ንሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ሩስያ ዝተገብረ ማዕቀብ ኣብ…

ልዕል ዝበለ ናይ ብከላ ኣየር፣ኣብ ገለ ከተማተት ኖርዋይ ክህልው እዩ – Miljødirektoratet

ኣብ ዝቅፅሉ መዓልትታት ዝሕልው ናይ ኣየር ፅርየት ዝተሓተ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ልዕል ዝበለ ናይ ብከላ ኣየር፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ትሮንድሃይም ከምዝፅበ ናይ ኖርወይ ከባብያዊ ሚንስቴር ኣጠንቂቁ። እቲ ብከላ ድማ ናይ ኣስሚ፣…