Paz. May 18th, 2025

Eylül 2023

ኣብ ኒጀር ኣብ ልዕሊ ፈረንሳ ቁጥዐ ይዓቢሎ:

ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኒጀር፡ ድሕሪ’ቲ ብ26 ሓምለ ዝተፈጸመ ወተሃደራዊ መንግስቲ ግልበጣ ኣጀንዳ ዓለም ለኸ ሜድያ ኮይናላ። እዚ ስዒቡ ምስ ፓሪስ ዝተፈጠረ ምፍልላይ ስልዝተፈጠረ መራሒ ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ኒጀር ዝርከባ…

إسرائيل تقصف غزة من جديد

أفادت تقارير أن طائرات الاحتلال قصفت نقطتي مراقبة تابعتين للجناح العسكري لحركة حماس جنوب قطاع غزة. وتم الإدلاء ببيان حول هذه القضية على منصة التواصل الاجتماعي X التابعة للجيش الإسرائيلي.…

ምቁራጽ ሓገዝ መግቢ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1300 ሰባት ሞይቶም

ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN)ን ኣሜሪካን ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኲናት ሓድሕድ ኣብ ዝተዛዘመላ ንትግራይ ዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ መግቢ ብምቁራጾም ልዕሊ 1300 ሰባት ብጥምየት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓባራዊ መፅናዕቲ ኢንስቲትዩት ምርምር…

ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኬንያን ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ምትሕብባር ምክልኻል

ኣሜሪካ ምስ ኬንያ ዞባዊ ጸጥታ፣ ግብረሽበራን ዓመጽን ንምምካት ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ናይ ምትሕብባር ስምምዕ ፈሪማ። ብመሰረት ኣብ ሃገራዊ ፕረስ ዝወጸ ጸብጻባት፡ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ሎይድ ኦስቲን ምስ ፕረዚደንት ኬንያ…