ኣብ 2025 ዝተገበረ መረፃ ባይቶ ተወከልቲ ኖርዌይ ድምፅ ዝሃባ ድሕረ ባይታ ስደተኛታት ዘሎዎም ዜጋታት ቁጽሪ ከምዝወሰሐ ተሓቢሩ
ስታቲስቲክስ ቢሮ ኖርወይ ዘውጽዎ ፀብፃብ ከምዘመልክቶ መስከረም 2025 ኣብ ዝተገበረ መረፃ ባይቶ፡ ተወከልቲ ኖርዌይ ዝተሳተፋ ናይ ስደተኛ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ቁጽሪ ወሲሕሎ። ብኣሓዝ ክቅመጥ እንተሎ – ጠቕላላ ተሳትፎ ህዝቢ…
ስታቲስቲክስ ቢሮ ኖርወይ ዘውጽዎ ፀብፃብ ከምዘመልክቶ መስከረም 2025 ኣብ ዝተገበረ መረፃ ባይቶ፡ ተወከልቲ ኖርዌይ ዝተሳተፋ ናይ ስደተኛ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ቁጽሪ ወሲሕሎ። ብኣሓዝ ክቅመጥ እንተሎ – ጠቕላላ ተሳትፎ ህዝቢ…
መስከረም 2025 ኣብ ዝተገበረ ምርጫ ኖርወይ ዝተሳተፈ መራፃይ ቁፅሪ 3,25 ምልዮን ከምዝሖነ ተሓቢሩ። እዚ ድማ ናይ ምምራፅ መሰል ካብዘሎዎም ሰባት (4,06 ምልዮን) 80 % ይኸውን። እቱ ተሳትፎ ቅድም 4 ዓመት…
መስከረም 8, 2025 ዝተዛዘመ ምርጫ ባይቶ ተወከልቲ ኖርወይ ሐዚ ኣብ መሪሕነት ዝርከባ ፀጋም ዘመም ፖለቲካዊ ስነሓሳብ ዘራምዱ ውድባት 88 ናይ ፓርላማ ቦታ ብምርካብ ዓብላላይነት ሒዞም ንዝቕጽሉ ኣርባዕተ ዓመታት ንኖርወይ ከመሓድሩ…
ክሳብ መስከረም 3 2025፣ ልዕሊ 1,5 ሚልየን መራፃይ ኣቐዲሙ ድምጺ ከምዝሃበ ሓበሬታ www.valg.no የርእይ ኣሎ። እዚ ድማ ብሚኢታዊ ክቕመጥ እንተሎ ብኣማካኝ 36፣4 % ይኸውን። ኦስሎ፣ ሆርደላንድ ሶር ትሮደላግ ብ 43…
ምርጫ ባይቶ ኖርወይ ሰኑይ 8 መስከረም 2025 ከከናወን እዩ ። ተሪፈን ዘልዋ 5 መዓልታት ጥራይ እዮም – ናይ ምምራጽ መሰልኩም ተጠቀሙዎ!!! ናይ መረፃ ከይድ ከምዝስዕብ ይመስል ።
መዓስን ኣበይን ክትመርፅ ትኽእል?ካብ 1 ሓምለ 2025 ጀሚርኩም ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም። መታወቅያኹም ሒዝኩም ምምፃእ ኣይትረስዑ።ኣቐዲምካ ድምፂ ምሃብካብ 1 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣቐዲምካ ድምጺ ምሃብ ኣብ ዘይትኽእለሉ ከባቢ…
https://www.valg.no/for-velgere/stortingsvalget-2025/stemmerett-og-manntall/ መስከረም 2025 ኣብ ኖርወይ ኣብ ዝግበር ብሄራዊ መረፃ ድምፂ ንምሃብ ኣብ መዝገብ መረፃ ምምሕዳር ከተማ ምምዝጋብ ኣገዳሲ እዩ ኣብ መረፃ ዝሳተፍ ሰብ• ናይ ኖርወይ ዜጋ• ዕድመኡ ካብ 18 ዓመት…