lør. nov 22nd, 2025

september 2023

Dünya oyuncu örgütleri İstanbul’da buluşuyor!

Dünya oyuncu örgütlerinin federasyonu Uluslararası Aktörler Federasyonu (FIA) Oyuncular Sendikası’nın ev sahipliğinde İstanbul’da buluşuyor. Panelde oyuncu hakları sektörün sorunları tartışılacak. Oyuncular Sendikası, 2012 yılında üyesi olduğu dünya oyuncu örgütlerinin üst…

ልዕሊ 70 ሽሕ ነበርቲ ኦስሎን ባሩምን ዝስተ ማይኦም አፍሊሆም ክጥቀሙ ተገሊፁ

እቲ ቀይሕ ቦታ ማይ ምፍላሕ አገዳስነት ዝምልከቶም ቦታታት የሪእይ:- ካርታ Oslo kommune ናይ ኦስሎ ከተማ ምምሕዳር ኣብ ከባቢታት ሮኣ፡ ቦግስታድ፡ ቮክሰን ስኮግ፡ ሚድትስቱን፡ ቬታኮለን፡ ቮክሰናሰን፡ ሆልመንኮለንን ትሪቫንን ንዝርከቡ ልዕሊ 25…

«ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ንኸውሕስ ዘለዎ ሃላፊነት ኣይፍጽምን» ሕቡራት መንግስታት

ኣብ ኢትዮጵያ ተጻብኦታት ደው ንምባል ውዕል ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ድሕሪ ኣስታት ሓደ ዓመት፡ ኣብታ ሃገር ገና ግፍዒታት፡ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ይፍጸሙ ከምዘለዉን ዓለመለኻዊ ኮሚሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ…