አብ ዝተወሰኑ ቦታታት ኦስሎ ናይ ማይ ምፍላሕ ምክረሃሳብ ካብ ሰንበት 24 መስከረም ጀምሩ አድላይ ዘይምካኑ ተገሊፁ
ካብ ሎሚ ሰንበት ሰዓት 12 ቀትሪ ጀሚሩ፡ አብ ዝተወሰና ናይ ኦስሎ ከባቢታት ማለትም ሮኣ፡ ቦግስታድ፡ ቮክሰን ስኮግ፡ ሚድስትዩን፡ ቬታኮለን፡ ቮክሰናሰን፡ ሆልመንኮለንን ትሪቫንን ተዋሂቡ ዝነበረ ናይ ምይ ምፍላህ ምክረሃሳብ ደው ኢሉ።…
ካብ ሎሚ ሰንበት ሰዓት 12 ቀትሪ ጀሚሩ፡ አብ ዝተወሰና ናይ ኦስሎ ከባቢታት ማለትም ሮኣ፡ ቦግስታድ፡ ቮክሰን ስኮግ፡ ሚድስትዩን፡ ቬታኮለን፡ ቮክሰናሰን፡ ሆልመንኮለንን ትሪቫንን ተዋሂቡ ዝነበረ ናይ ምይ ምፍላህ ምክረሃሳብ ደው ኢሉ።…
ኣብ ወርሒ መስከረም ንካልአይ ጊዜ ብ ቪጂ ዝተገበረ ናይ ደገፍት መለክዒ ውድን ኤርና ሶልበርግ አብይ ዝበሃል ናይ ደገፍት ምህዳም አያጋጠሞም። ስብአይ ሶልበርግ ሴበይቱ ቀዳማይ ሚንስትር አንሃልዎት ዝገበሮ ናይ ንግዲ ኣክስዮን…
ንግዳዊ ሓደጋ ንምቅናስ ሓገዝ ብምጥቃም ኣናእሽቱን ማእከሎትን ትካላት ሕርሻ ካፒታል ክረኽባ ብምግባር ኣብ አፍሪካን ዝርከባ ዓድታት ውሕስነት ምግብን ዝዓበየ ንምግባር ኖርወይን ና አሜሪካ ሐገዝ ወሃባይ ትካል (USAIDን) ብነፍሲ ወከፈን 350…
እቲ ቀይሕ ቦታ ማይ ምፍላሕ አገዳስነት ዝምልከቶም ቦታታት የሪእይ:- ካርታ Oslo kommune ናይ ኦስሎ ከተማ ምምሕዳር ኣብ ከባቢታት ሮኣ፡ ቦግስታድ፡ ቮክሰን ስኮግ፡ ሚድትስቱን፡ ቬታኮለን፡ ቮክሰናሰን፡ ሆልመንኮለንን ትሪቫንን ንዝርከቡ ልዕሊ 25…
https://www.yr.no/nb/farevarsler
ኣብ ኢትዮጵያ ተጻብኦታት ደው ንምባል ውዕል ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ድሕሪ ኣስታት ሓደ ዓመት፡ ኣብታ ሃገር ገና ግፍዒታት፡ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ይፍጸሙ ከምዘለዉን ዓለመለኻዊ ኮሚሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ…
ዕላማ ዝገበርናዮ ጉጅለ ምስዞም ቋንቋታት ኦስሎ ዝተኣሳሰሩ ውሑዳት ህዝቢ እዮም። ፈነወታትና ብዛዕባ ብዙሕ ዝገርም ነገራት ኮይኑ ክፍልታት ቋንቋና ድማ ባዕሎም ናይቲ ትሕዝቶ ሓላፍነት ይወስዱ። እቲ ትሕዝቶ እንታይ ከጠቓልል ከም ዝኽእል…