tir. jun 24th, 2025

Tigrigna

ሓበሬታ ክታባት ካብ ኢንስቲቱት ሕብረተሰባዊ ጥዕና ኖርወይ

መብዛሕትና ናይ ጉንፋዕን ይኹን ናይ ኮሮና ሕማማት ንምቑቓም ንኽእል እንተኾነ እንኩኣ ልዕሊ 65 ዓመት ዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ፅኑዑ/ሕዱር ሕማም ዘለዎም ሰባትን ቆልዑትን ፡ብጽኑዕ ክህመማ ይኽእሉ። ስለዝኾነም ኣረጋውያንን ሕዱር ሕማም ዘለዎም ሰባትን…

መዓልታዊ ናይ ጽርግያ ክፍሊት ብዕጽፊ ክውጽሕ ኣለዎ ይብል ምምሕዳር ጽርግያ ኖርወይ

ምምሕዳር ጽርግያ ኖርወይ ብዛዕባ እማመታት ትራፊክ ዓባይ ኦስሎ ኣብ ዝሓዘ ረፖርት ኣብ ኦስሎ ዝኣትዉ መኻይናት ዝኸፍሉዎ መዓልታዊ ናይ ጽርግያ ክፍሊት ብዕጽፊ ክውሰሕ ምክረ ሓሳብ ሒቡ። ብምኽንያት ዕብየት ብዝሒ ህዝቢ ክሳብ…

Høyre ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝዕከብ ግብሪ ብ9.5 ቢልዮን ክሮነር ክቅነስ ሓሳብ ኣቅሪቡ።

Høyre ፣ ናይ ኖርወይ ዓባይ ተንሓናሒ ውድብ፣ ናይ ግብሪ መጠን ብ9.5 ቢልዮን ክሮነር ክቕንስ ኣማራጺ ኢሉ ብዘቅረቦ ባጀት ዕላዊ ጌሩ። እቱ ሓሳብ ድማ ውልቀሰባትን ትካላት ዝኽፈሉዎ ዝነበር ግብሪ ዝቅንስን ዝጠቅምን…

ሓያልን ሓደገኛን ዝሖነ ናይ ኣየር ኩነታ ኣብ መላ ኖርወይ ክህልው እዩ

ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኖርወይ ኣብ መላእ ኖርወይ ሓደገኛ ዝሖነ ናይ ኣየር ኹነታ ብምሕባር ንነበርቲ ጥንቃቀ ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኣብ ትውተር ከምዝበሎ ህቦብላ፡ ሓያል ዝናብ፡ በረድን ሓያል ንፋስን ይሕልው። ምንጪ:- https://twitter.com/Meteorologene/status/1727225178424246350?ref_src=twsrc%5Etfw%7Ctwcamp%5Etweetembed%7Ctwterm%5E1727225178424246350%7Ctwgr%5E9c08270f3a5ba59a8a0e9657f8ea6eee6bd126f2%7Ctwcon%5Es1_&ref_url=https%3A%2F%2Fwww.aftenposten.no%2Fnorge%2Fi%2FmBKed4%2Fnyhetsstudio-siste-nytt%3FpinnedEntry%3D90715

Covid-19 ካብ ሎመዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ሓደገኛ ዝኾነ ተሓላላፋይ ሕማም ኣይኮነን። ሚንስተር ጥዕና ኖርወይ

ሚኒስትሪ ጥዕና ኖርወይ፡ Covid-19 ካብ ሎመዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ሓደገኛ ዝኾነ ሕማም ኣይኮነይ ብማለት ብጥዕና ሚኒስተር ኢንግቪልድ ሸርኮል ኣቢሉ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነም Covid-19 ካብ ዝርዝር ሓደገኛ ተሓላላፋይ ሕማማት ከምዝተሰረዘን ከሙውን ካብ ዕለት…

ካብ ሓሙሽተ ሓደ ኖርወጃውያን ደቂ ኣንስትዮ ሕማም ዝቀንሱ ታብለታት ይጥቀማ

ካብ ሓሙሽተ ኖርወጃውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓደ ብዙሕ ሕማም ዝቀንሱ ታብለሌታት ዝወስዱ ምኻኖም እቱ ኣጠቃቀማ ድማ ብጣዕሚ ይውስኽ ከምዘሎ ስካርስተይን፡ ዝተበሃለት ተመራማሪት ገሊፃ። ብዝሓት ምቾት ዘይስምኦም ፣ ናይ ድቃስ ፀገም ዘለዎም…

ቀዳማይ ሚንስተር ዮናስ ጋር ስቶረ ካብ ጋዛ ዝመጹ ዜጋታት ኖርወይ ብሓጎስ ተቀቢሉዎም።

አብ ጋዛ ዝነበሩ 80 ዝኾኑ ዜጋታት ኖርወይ ናብ አዶም ኖርዋይ ክኣትዉ እንተሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዮናስ ጋር ስቶረ (Ap) አቀቀባበላ ገሩሎም። ካብቱ ኣዝዩ ኣረሜናዊ ዝኾነ ኲናት ናብ ሰላማዊት ዝኾነት ዓዶም ብምእታዎም…

ምዕራባውያን ቁጠባዊ ቅልውላው ይፈጥሩ ኣለዉ። – ሰርጌይ ላቭሮቭ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ምዕራባውያን ኣብ ሩስያ ዝገብርሩዎ ናይ ምጣኔ ሃፍት ማዕቀብ ናይ ዓለም ለኸ ቁጠባዊ ምቅስቃስ ይጎድኡዎ ከምዘለዉ ንሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ሩስያ ዝተገብረ ማዕቀብ ኣብ…

ልዕል ዝበለ ናይ ብከላ ኣየር፣ኣብ ገለ ከተማተት ኖርዋይ ክህልው እዩ – Miljødirektoratet

ኣብ ዝቅፅሉ መዓልትታት ዝሕልው ናይ ኣየር ፅርየት ዝተሓተ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ልዕል ዝበለ ናይ ብከላ ኣየር፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ትሮንድሃይም ከምዝፅበ ናይ ኖርወይ ከባብያዊ ሚንስቴር ኣጠንቂቁ። እቲ ብከላ ድማ ናይ ኣስሚ፣…

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋዛ ሰባዊ ሓገዝ ንምሃብ ናይ ነዳዲ ሕፅረት የጋጥመኒሎ ኢሉ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጋዛ ዝህቦ ናይ ረድኤት ሓገዝ ብ 48 ሰዓታት ውሽጢ ብምኽንያት ሕፅረት ነዳዲ ጠጠው ከምዘብል ገሊጹ። ነዳዲ ንህጹጽ ሓገዝ ናብቲ ዘድልየሉ ቦታ ንምጉዕዓዝ፡ ከምኡ’ውን ጀነሬተራት ንምስራሕ የድሊ።…

ኖርወይ ንዩክሬን ትሕቦ ደገፍ ወሲኻ

ኖርወይ ብቀይሕ መስቀል ኖርወይ፣ ብባይቶ ስደተኛታት ኖርወይ፣ ብሰባዊ ሓገዝ ቤተክርስትያናት፣ ብህዝባዊ ሓገዝ ኖርወይ፣ ብካሪታስ ኖርወይ፣ ብትካል ህፃውንቲ ኣድሕን ኖርካፕን ኣቢላ ንዩክሬን ሓደ ቢልዮን ክሮነር ሂባላ ። ሩስያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…