Per. Kas 30th, 2023

ሓያልን ሓደገኛን ዝሖነ ናይ ኣየር ኩነታ ኣብ መላ ኖርወይ ክህልው እዩ

ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኖርወይ ኣብ መላእ ኖርወይ ሓደገኛ ዝሖነ ናይ ኣየር ኹነታ ብምሕባር ንነበርቲ ጥንቃቀ ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ሜትሮሎጂ ኢንስቲትዩት ኣብ ትውተር ከምዝበሎ ህቦብላ፡ ሓያል ዝናብ፡ በረድን ሓያል ንፋስን ይሕልው። ምንጪ:- https://twitter.com/Meteorologene/status/1727225178424246350?ref_src=twsrc%5Etfw%7Ctwcamp%5Etweetembed%7Ctwterm%5E1727225178424246350%7Ctwgr%5E9c08270f3a5ba59a8a0e9657f8ea6eee6bd126f2%7Ctwcon%5Es1_&ref_url=https%3A%2F%2Fwww.aftenposten.no%2Fnorge%2Fi%2FmBKed4%2Fnyhetsstudio-siste-nytt%3FpinnedEntry%3D90715